TecTown / Technology solution Lab

TecTown / Technology solution Lab Welcome to TecTown, your gateway to tech excellence! We train talent and produce industry solutions .

25/09/2026

AI ንስራሕካ ባዕሉ ክሰርሖ ከሎ ክትርኢ ከለኻ እንታይ ይስምዓካ? ዘፍርሕዶ ዘገርም? 🤯⚡
እቲ ሓቂ ግን ንAI ብኸመይ ብትክክል ከም እትእዝዞ (Prompting) እንተፈሊጥካ ንስኻ ባዕልኻ ነዚ ብልሒ ክትቆጻጸሮን ስራሕካ ብዕጽፊ ክትቅልጥፎን ትኽእል ኢኻ!😳

ኣብ Tectown ናይ Prompting & AI Course ምዝገባ ጀሚርና ኣለና🚀💥
ንዝያዳ ሓበሬታ 👇
WHATSAPP: +256754916048 ደውሉልና ወይ መልእኽቲ ስደዱልና!📲✨
TecTown / Technology solution Lab

21/09/2026

🚀 ኣብዚ እዋን’ዚ ቴክኖሎጂ ዘይጥቀም ሰራሕተኛ፡ ብቴክኖሎጂ ብዝጥቀም ሰራሕተኛ ናይ ምትካእ ዕድሉ ዝለዓለ እዩ።

👨‍💻TECTOWN ብፍሉይ ዘዳለዎ ናይ Batch 6 - Level 1 ግብራዊ Prompting & AI ስልጠና ምምዝጋብ ጀሚሩ ኣሎ።

🔗መምዝገቢ ሊንክ ኣብ Bio (Profile) ኣሎ።

📲 WhatsApp: +256 751 643007


🛑 ንህይወትካ ክትቅይርን ክትረብሕን ድሌት እንተዘይብልካ፡ በጃኻ ሕለፎ! ❌🚀📅 ናይ 3 Month ፍሉይ ስልጠና — Prompting & AI💻 Basic Website Development (ብቅልል ...
21/09/2026

🛑 ንህይወትካ ክትቅይርን ክትረብሕን ድሌት እንተዘይብልካ፡ በጃኻ ሕለፎ! ❌
🚀📅 ናይ 3 Month ፍሉይ ስልጠና — Prompting & AI
💻 Basic Website Development (ብቅልል ዝበለ መገዲ ዌብሳይት ምስራሕ)።
🐍 Python Programming (ፓይተን ፕሮግራሚንግ)።
🧠 Prompting Mastery (ኣጠቓቕማ AI ኣብ Coding, Gmail, Google sheeetsን CV ምድላውን)።
📞 ንዝርዝር ሓበሬታ፦ WhatsApp: +256 751 643007 📱 ተወከሱና!!!


University International University of East Africa University Uganda

17/09/2026

💡 ኪኢላ ኮምፒተር ምዃን ኣየድልየካን እዩ።

ብቀሊሉ ChatGPT, NotebookLMን Claudeን ተጠቒምካ ፍጥነታትካ ብዕጽፊ ወስኽ!

TECTOWN ብፍሉይ ዘዳለዎ ናይ Batch 6 - Level 1 ግብራዊ AI & Prompting ስልጠና ምምዝጋብ ጀሚሩ ኣሎ!

📍 ቦታታት ውሑድ ስለ ዝኾነ ሕጂ ተመዝገብ:

Whatsapp: 📞+256751643007

@eritreantiktok@eritrean_creatives@eritrea_youth_hub@makerere_university @UniversityofRwanda


15/09/2026

⏳ ግዜኻ ከተሕልፎን ዕድላት ከምልጠካን እንተዘይደሊኻ?

🚀🚀ብግብሪ ዝተደገፈ ናይ 3 ወርሒ ናይ Frontend Web Development ስልጠና ጀሚርና ኣለና !!💡

📍 ንዝያዳ ሓበሬታ:
📞 WhatsApp: +256751 643007




Cc: Creatives
Eritreans in Kampala
Makerere University College of Engineering, Design, Art and Technology
Kampala International University - KIU CAVENDISH UNIVERSITY UGANDA FOUNDATION COURSES
University of East Africa
Kyambogo University
University University

13/09/2026

🤔 ስቴርሶን ፍሬኖን ዘይብላ ሓዳስ ናይ TESLA ሮቦት ታክሲ ምተሰቐልኩም'ዶ? 🚗💨

ዓለምና በየን ትኸይድ ኣላ?! 🚀 ቴስላ ምሉእ ብምሉእ ብ AI ዝምራሕ Cybercab ሮቦት ታክሲ ✨ ኣላሊዩ ኣሎ!!!

እዚ ንተሽከርከርቲ ዘይኮነስ ንመላእ ትራንስፖርት ዓለም 🌍 ክቕይር ዝመጸ ናይ ቴክኖሎጂ ተኣምር እዩ።

⚡ቴክኖሎጂን ኤ.ኣይ (AI) ን ዓለምና ይቕይራ ኣሎ! ንስኹምከ ኣብዚ ናይ ለውጢ ጉዕዞ ብቕዓትኩም ንምዕባይ ድሉዋት ዲኹም?🤔💻🇪🇷🌍

ኣብ ቴክታውን (Tectown) ናይ 6ይ ዙርያ ዝወሃቡ ትምህርትታት:
🛠️ AI Mastery (Gemini, Claude, perplexity, NotebookLM 📓)💻 Web Development & Python 🐍
🚀 ሕጂ ተመዝገቡ! 🎯✨
🎯 ቦታ ንምሓዝ ኣብ Bio ዘሎ መምዝገቢ ሊንክ ተጠቐሙ ወይ 👇
📍 ንዝያዳ ሓበሬታ:📞WhatsApp: 0751643007

Musk Africa Brownlee Insider




12/09/2026

🤔ንስኹምከ ኣብዛ ሓዳስ ናይ TESLA ሮቦት ታክሲ ምተሰቐልኩም'ዶ? 🤔💭

ዓለምና በየን ትኸይድ ኣላ?! 🚀 ቴስላ (Tesla) ምሉእ ብምሉእ ብ AI ዝምራሕ Cybercab ሮቦት ታክሲ ✨ ኣላሊዪ ኣሎ!!!

⚡ቴክኖሎጂን ኤ.ኣይ (AI) ን ዓለምና ይቕይራ ኣሎ! ንስኹምከ ኣብዚ ናይ ለውጢ ጉዕዞ ብቕዓትኩም ንምዕባይ ድሉዋት ዲኹም?🤔💻🇪🇷🌍

ኣብ ቴክታውን (Tectown) ናይ 6ይ ዙርያ ዝወሃቡ ትምህርትታት:
🛠️ AI Mastery (Gemini, Claude, perplexity, NotebookLM 📓)💻 Web Development & Python 🐍

🚀 ሕጂ ተመዝገቡ! 🎯✨
🎯 ቦታ ንምሓዝ ኣብ Bio ዘሎ መምዝገቢ ሊንክ ተጠቐሙ ወይ 👇
📍 ንዝያዳ ሓበሬታና:📞 WhatsApp: 0751 643007



🛑 እዚ ንኹሉ ሰብ ኣይኮነን። ክትሓልፎ ትኽእል ኢኻ!⏳ ግዜኻ ከተሕልፎን ዕድላት ከምልጠካን ጥራይ እንተደሊኻ፦ እዚ ጉዕዞ እዚ ናትካ ኣይኮነን።🌐 ኣብዚ እዋን ኩሉ ዕዳጋ ናብ ኦንላይን ይቕየር...
08/09/2026

🛑 እዚ ንኹሉ ሰብ ኣይኮነን። ክትሓልፎ ትኽእል ኢኻ!
⏳ ግዜኻ ከተሕልፎን ዕድላት ከምልጠካን ጥራይ እንተደሊኻ፦ እዚ ጉዕዞ እዚ ናትካ ኣይኮነን።
🌐 ኣብዚ እዋን ኩሉ ዕዳጋ ናብ ኦንላይን ይቕየር ኣሎ፤ ትካላት ድማ ንነብሰን ዲጂታላይዝ ንምግባር ንፉዓት 👨‍💻 ዌብሳይት ዴቨሎፕርስ ብብዝሒ ይደልያ ኣለዋ! 🚀
ብ 💡 ናይ 3 ወርሒ ኮርስ፦ Frontend Development (Angular) ብምምሃር ፍሉጥን ተደላይን መሃንድስ ሶፍትዌር ኩን።
📍 ንዝያዳ ሓበሬታና:📞 WhatsApp: 0751 643007
🔗 ናይ ምዝገባ ሊንክ
https://docs.google.com/.../1FAIpQLSdSqndCwAIg4B.../viewform

👥 ዕድል ዘምልጠኩም ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ኦፊሻል ገጻትና ተኸታተሉና፦
🌐 Website: www.tectown.org
📘 Facebook: Tectown / Technology solution Lab
🎵 TikTok: https://www.tiktok.com/
✨ ቦታታት ውሱን ስለዝኾነ ሕጂ ተመዝገቡ! 🏃‍♂️💨

👥 Mentions:

02/09/2026

✨ ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ ጥራይ ሒዝካ ምጽባይ ክሳብ መዓስ? 🎓💻

ብዙሕ ሰብ ብነጻ ዝርከቡ ናይ AI Tools ተጠቒሙ ስርሑ ብደቂቕን ብቅልጡፍን ክዓምም ከሎ፡ ንስኻ ስለምንታይ ንድሕሪት ትተርፍ? 🤔

ኣብ Tectown ፍሉይ ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ብኢንተርነት (Online) ካብ ዘለኻዮ ዓለም ኮይንካ ክትከታተል ትኽእል ኢኻ! 💻 ካብ ዜሮ ኢና ንጅምር! 🚀

🎯 ሕጂ ንምምዝጋብ ነዚ ሊንክ ጠውቑ (Click Here to Register):
https://docs.google.com/.../1FAIpQLSdSqndCwAIg4B.../viewform

ኣብዚ ናይ 6ይ ዙርያ መባእታዊ ደረጃ ዝወሃቡ ትምህርትታት:
🛠️ AI Mastery (Gemini, Claude, perplexity, NotebookLM 📓)💻 Web Development & Python 🐍
📍 ንዝያዳ ሓበሬታና:📞 WhatsApp: 0751 643007

🌐 Website: www.tectown.org
📘 Facebook: Tectown / Technology solution Lab
🎵 TikTok: TecTown / Technology solution Lab
✨ ቦታታት ውሱን ስለዝኾነ ሕጂ ተመዝገቡ! 🏃‍♂️💨

👥 Mentions:

01/06/2026

Address

Plot 887, 8 Bunga Road
Kampala

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when TecTown / Technology solution Lab posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to TecTown / Technology solution Lab:

Shortcuts

Share