13/11/2026
🚛ን3ተ ኣዋርሕ ብነፃ ተጠቐሙ!
ክሳብ 31 ዲሴምበር ጥራይ ንሓደስቲ ተጠቀምቲ Merkeb Fleet ፍሉይ ዕድል ተዳልዩ ኣሎ።
Merkeb Fleet ንናይ ትራኪንግ ቢዝነስኩም ብቐሊሉን ብዝበለጸ ኣገባብን ንምምሕዳር ዝሕግዝ ብAI ቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ምሉእ ናይ trucking ምምሕዳር ፕላትፎርም እዩ።
ምምሕዳር ጽዕነት ፣ዲስፓች፣ ሓበሬታ ሾፌራት፣ ሰነዳት፣ ኢንቮይሳትን ናይ ፋይናንስ ስራሕትን ኩሉ ኣብ ሓደ ፕላትፎርም ብቐሊሉ ክትመሓድሩ የኽእለኩም።
እዚ ፍሉይ ዕድል ከይሓልፈኩም። ቅድሚ እቲ ቅናሽ ምውድኡ ሎሚ ተመዝገቡ። ንመጀመርታ 3 ኣዋርሕ ድማ ብነፃ ተጠቐሙ!
🔗ንምምዝጋብ፦ https://app.merkebfleet.com