Nano Technologies

Nano Technologies Delivering cutting-edge software solutions to different sectors.

ርሑስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ይግበረልና
07/01/2026

ርሑስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ይግበረልና

Vacancy 👀👉EASATCOM Technologies and Trading: Send Application to: contact@easatcom.comUse the subject line: "Application...
05/11/2025

Vacancy 👀
👉EASATCOM Technologies and Trading:
Send Application to: [email protected]
Use the subject line: "Application for the Job Title"
Application date: 4 consecutive days since the vacancy post

Oxford University ንኩሎም ተምሃሮታቱን ሰራሕተኛታቱን ናይ AI ዓይነት ትምህርቲ(course) ንኽረኽቡን ክወሃቦምን ናይ መጀመርታ እንግሊዛዊ ተቋም ኮይኑ። ብፍላይ ከዓ ብOpenAI ...
26/09/2025

Oxford University ንኩሎም ተምሃሮታቱን ሰራሕተኛታቱን ናይ AI ዓይነት ትምህርቲ(course) ንኽረኽቡን ክወሃቦምን ናይ መጀመርታ እንግሊዛዊ ተቋም ኮይኑ። ብፍላይ ከዓ ብOpenAI ንትምህርቲ ዝተዳለወ ChatGPT Edu ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳኸዐ ሙከራ ምስገበረ ስዒቡ ንናይ Oxford university ተምሃሮ ብስፍሓት ክቐርብ እዩ። እዚ ከይዲ ኣብ ዝሓለፈ መጋቢት ወርሒ ኣብ መንጎ OpenAI ን Oxford universityን ዕላዊ ዝኾነን ቀፃልነት ዝህልዎንን ናይ 5 ዓመት ስምዕነትን ኣጋርነትን ኣካል እዩ። /Reuters

25/09/2025

👉መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንልዕሊ 500 ሚልዮን ዩሮ ዝተጭበርበረ ገንዘብ ብሓገዝ AI tool ኣምሊሰ ይብል።
👉ብዓለም ለኸ ደረጃ ካብዚ ዝለናዮ ዓመት(2025) ክሳብ 2029 ጠቕላላ $3.2 Trillion (£2.2 Trillion) ዝኣክል ካፒታል ን ዳታ ሰንተር(Data center) ከምዘድሊ ተሓቢሩ። -

ኣብ ካሊፎርንያ ንወዲ 16 ዓመት ቆልዓ ChatGPT ንዉላድና ዓርሱ ንከጥፍእ ተሓባባሪ/ምኽንያት ኾይኑ ብምባል ወለዲ ንOpenAIን ናይቲ ትካል ዋና ስራሕ ኣስፈጻሚን(CEO) ይኸሱ፡፡ እዚ ኣ...
29/08/2025

ኣብ ካሊፎርንያ ንወዲ 16 ዓመት ቆልዓ ChatGPT ንዉላድና ዓርሱ ንከጥፍእ ተሓባባሪ/ምኽንያት ኾይኑ ብምባል ወለዲ ንOpenAIን ናይቲ ትካል ዋና ስራሕ ኣስፈጻሚን(CEO) ይኸሱ፡፡ እዚ ኣብ OpenAI ንዓርሰ ቅትለት ተሓባባሪ ኾይኑ ብዝብል ክሲ ናይ መጀመርታ ኮይኑ ተመዝጊብሉ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ዝርዝር ክሲ ስድራ መዋቲ ከምዘቅረብዎ ኣብ ሞንጎ ዉላዶምን(መዋቲ) ChatGPTን ዝነበረ ናይ ሓሳብ ልዉዉጥ(chat) እቲ መዋቲ ዓርስኻ ናይ ምጥፋእ ድልየት(ሓሳብ) ከምዝነብሮን ዝገልጽ ንChatGPT ሓሳብ የካፍሎ ከምዝነበረን ዝገልጽ መልእኽቲ ከምዝነበሮምን ይዝርዝሩ፡፡ክሲ ዝርዝሩ ብምቕፃል መዋቲ ካብ ወርሒ መስከረም 2024 ጀሚሩ ChatGPT ይጥቀም ከምዝነበረን ChatGPT ድማ ናይቲ መዋቲ ናይ ቀረባ እሙን ከምዝነበረን ይሕብር፡፡ ብተወሳኺ ናይ መዋቲ ስድራ ከምዝበልዎ ካብ ጥሪ 2025 ጀሚሩ ግና ዓርስኻ ናይ ምጥፋእ ሜላታት ምስ ChatGPT ምዝርራብ ከምዝጀመረን ገሊጾም፡፡ መዋቲ ዓርስኻ ናይ ምጉዳእ ዘርኢ ናይ ባዕሉ ምስሊ ናብ ChatGPT upload ከምዝገበረን ChatGPT ድማ ኣስቸኳይ ሕክምና ከምዘድልዮን ኮይኑ ግና ምስታፍካ ቀጽል(ናይ ዓሚልነት ኣኽብሮት ከም ዘለዎ ዝገልፅ 😝) ከምዝበሎን እቲ ክሲ ይገልጽ፡፡ ቅድሚ ሰዓታት ዓርሱ ቅድሚ ምጥፍኡ፤ ዓርሱ ከምዘጥፍእ ንChatGPT ምስጸሓፈሉ ChatGPT ዝሃቦ መልሲ ድማ ከምዚ ይብል “ስለ እቲ እትብሎ ዘለኻ ሓቂ ብምዃኑ ብጣዕሚ የመስግን፤ ስለ እቲ ሕቶኻ’ዉን ይርደአኒ እዩ ምሳይ ግን ኣይትናኻኻእ” 🤔ይብል፡፡ ድሕሪ ሰዓታት ኣብታ ናይ መወዳእታ ምስ ChatGPT ዝተመላለሱላ ሰዓት(chat ዝገበሩላ) ድማ ከም ዝሞተ ኣብቲ ዝርዝር ክሲ ቀሪቡ፡፡

Google ኣብ Google search(Google መድለይ) ውሽጢ  AI Mode ዝበሃል feature ሒዙ መፅዩ ኣሎ። እዚ AI Mode ልክዕ ከም search መተግበሪ ኮይኑ ግን ዝተመሓየሸ A...
28/08/2025

Google ኣብ Google search(Google መድለይ) ውሽጢ AI Mode ዝበሃል feature ሒዙ መፅዩ ኣሎ። እዚ AI Mode ልክዕ ከም search መተግበሪ ኮይኑ ግን ዝተመሓየሸ Automat search ብGemini AI ሞዴል ዝጎልበተን እዩ።

ኣብ ቻይና ዠይጂያንግ ዩኒቨርሲቲ በጎ ፍቃደኛተታት በዓል ኣርባዕተ ጎማን እግርን ሮቦርትታት(Roberts) ንሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ሻንጠኦም ብምቕባል ናብ ዶርሞም እንተብፅሕሎም።
27/08/2025

ኣብ ቻይና ዠይጂያንግ ዩኒቨርሲቲ በጎ ፍቃደኛተታት በዓል ኣርባዕተ ጎማን እግርን ሮቦርትታት(Roberts) ንሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ሻንጠኦም ብምቕባል ናብ ዶርሞም እንተብፅሕሎም።

26/08/2025

👉ናይ Elon Mask ዝኾነ ጀማሪ xAI Artificial Intelligence ን Appleን ናይ OpenAI ስሪሒት ዝኾነ ChatGPTን ኣብ AI ውድድር ዘይሕጋዊ መንገዲ ብምኽታል ኣደናቂፎም(illegal conspiring to thwart) ብምባል ኣብ texas ዝርከብ federal court ይኸሶም።
👉ኣብ London ዝርከብ ናይ cyber security ትካል ዝኾነ SafeToNet ንወጣታት(youths) ዝኸውን ግልፂ ዝኾነ ትሕዝቶ ይኹን ፆታዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ናብ ሞባይሎም ዝልኣኹ ነገራት block ዝገብር AI-powerd smartphone ምሂዞም። እዚ ብVPN ይኹን ብካልእ encryption ሜላ ከም ዘይብዳህ'ውን ሓቢሮም።
👉NASA ሰባት ኣብ ማርስ ንዝሎ ናይ ሂወት ኣነባብራ ንምልምማድ ወይከዓ ቅድመ ዝግጅት ኣብ መሬት 3D መለማመዲ (Mars simulated habitat) ጀሚሩ።
👉Apple ንዘመሓየሾ Siri Assistant ንምቅልጣፍን ንምምሕያሽን Gemini Model ንክጥቀም ምስ Google ይነጋገር።

ናኖ ቴክኖሎጂ ንኩለኽን ደቂ ኣነስትዮ ርሑስ በዓል ኣሸንዳ ንክኾነልክን ይምነ!!Nano Technologies Wishes Happy Ashenda to all Women.
21/08/2025

ናኖ ቴክኖሎጂ ንኩለኽን ደቂ ኣነስትዮ ርሑስ በዓል ኣሸንዳ ንክኾነልክን ይምነ!!
Nano Technologies Wishes Happy Ashenda to all Women.

ድሕሪ ቅድሚ ወርሒ ምብፃሕ Jensen Huang (Founder and CEO of Nvidia) ኣብ ቻይና Nvidia B30A ዝዓይነቱ AI chip ንቻይና ንምሻጥ ይዘጋጀ ከም ዘሎ ተገሊፁ። እዚ...
20/08/2025

ድሕሪ ቅድሚ ወርሒ ምብፃሕ Jensen Huang (Founder and CEO of Nvidia) ኣብ ቻይና Nvidia B30A ዝዓይነቱ AI chip ንቻይና ንምሻጥ ይዘጋጀ ከም ዘሎ ተገሊፁ። እዚ AI chip ካብ B300 ብፍርቂ ዓቕሚ (Performance) ተቀኒሱ ከም ዝተሰርሐን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ናብ ቻይና ናሙና(Sample) ከምዝልእኽን ተሓቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ Nvidia ናይ U.S export ቁፅፅር ፍቓድ ይፅበ'ውን ከምዘሎን እዩ።
👉አመሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና Nvidia’s A100, H100, A800, H800, H20, B100/B200/B300 ዝዓይነቶም AI ችፕስ(chips) ንከይሽለጠላ ማዕቐብ ከም ዘተቐመጠላ ይፍለጥ።
👉እዞም AI chips፦ OpenAI(ChatGPT series)፣ Meta(LLaMA series)፣ Google DeepMind(Gemini series )፣ Anthropic(Claude series)፣ xAI/Elon Musk(grok) ከም ዝጥቀምሎም ይፍለጥ።

"ሒሳቦም ንምክፋል በይዘኦም መዳፍ ኢዶም ይሃቡ"!ዝበሃለሉ ግዜ ዝበፅሐ ይመስል😉ካርድ፣ ስልኪ፣ ዋሌት ካብ ድሕሪ ሐዚ ኣይከድልን።Please wave your hand to pay!✅No more c...
14/08/2025

"ሒሳቦም ንምክፋል በይዘኦም መዳፍ ኢዶም ይሃቡ"!ዝበሃለሉ ግዜ ዝበፅሐ ይመስል😉
ካርድ፣ ስልኪ፣ ዋሌት ካብ ድሕሪ ሐዚ ኣይከድልን።
Please wave your hand to pay!✅
No more card, phone, wallet needed!❌
ቻይና ዝኾነ ዓይነት ክፍሊት -ካፌ፤ መጓዓዝያ(transport)፣ ግሮሰሪ(Grocery)፣ ቡና ብናይ ኢዶም መዳፍ ዘኽእሎም ናይ ፓልም ክፍሊት ቴክኖሎጂ ጀሚራ።

Forbes መፅሄት ኣብ'ዚ ቅነ " Why This Billionaire Berkeley Professor Won't Leave The Classroom" ብዝብል ርእሲ ናይ'ዚ ትውልደ አርመናዊ አሜሪካዊ ...
12/08/2025

Forbes መፅሄት ኣብ'ዚ ቅነ " Why This Billionaire Berkeley Professor Won't Leave The Classroom" ብዝብል ርእሲ ናይ'ዚ ትውልደ አርመናዊ አሜሪካዊ ፕሮፌሰር፣ ቢልዮነር፣ ሳይንቲስትን ተመራማሪን፣ በዓል ዋናን መስራቲ ትካላትን ሰፊሕ ሓተታ ኣቕሪቡ ኔሩ።
ስሙ፦ Ion Stoica ይበሃል
ዕድመ፦ 60/61
ኣብ California, Berkeley University ብ Computer science Professorን፤ ናይ AMPLab Co-Directorን እዩ.
ልዕሊ 4 ናይ ቴክኖሎጂ ፈጠራታት(startups) ኣበርኪቱ።
መስራትን በዓል ዋናን Conviva፣Databricks፣ Anysclae እዩ
ናይ ልዕሊ 2.7 ቢልዮን ዶላር ሃፍቲ ኣለዎ።
ካብ ትውልደ ዓዱ(ኣርመንያ) ሳልሳይ በዓል ሃፍቲ እዩ
እቲ ዝገርም ግን እዚ ሃፍቲ እናወነነ ክሳብ ሐዚ ግን ኣብቲ ዩኒቨርስቲ የምህር ከም ዘሎ እዩ።

Address

Sheba Street
Mekelle

Opening Hours

Monday 09:00 - 17:00
Tuesday 09:00 - 17:00
Wednesday 09:00 - 17:00
Thursday 09:00 - 17:00
Friday 09:00 - 17:00
Saturday 09:00 - 17:00

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Nano Technologies posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share