ዓውዲ ፕሮሞሽን AWDI PROMO

ዓውዲ ፕሮሞሽን AWDI PROMO ሓበሬታ በቐጥታ ናብ ኢድ ዓማዊልኩም ብናይ ትካልኩም ስም ብኤስኤምኤስ(SMS) ንምስዳድ ይደውሉልና!

24/03/2025
24/03/2025

7-day social media campaign plan for raising awareness about Gender-Based Violence (GBV)
ኣብ ምዕባይ ግንዛበ/ንቕሓት ብዛዕባ ፆታ መሰረት ዝግበረ ጥቕዓት ኣድሂቡ ንሸውዓተ መዓልትታት ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚድያ





ሰናይ ናይ ስራሕ ሰሙን!ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ📍መቐለ ጥቓ ኣክሱም ሆቴል ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ደብሪ* 📞+251922455860/+25191470612...
03/02/2025

ሰናይ ናይ ስራሕ ሰሙን!
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ
📍መቐለ ጥቓ ኣክሱም ሆቴል ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ደብሪ*
📞+251922455860/+251914706122/+251914702437

ፌስቡክ https://www.facebook.com/share/1FGuYUZuen/
ኢንስታግራም https://www.instagram.com/hornafricas.c?igsh=MTkwaW8wbm1tbXV1dg==
ዋትስኣፕ https://whatsapp.com/channel/0029VaysVIZ35fM0Q6S7PY2R

ዌብሳይት https://hornafricacti.com/
E-mail: [email protected]
[email protected]

ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!• ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዎ ናይ መንበርን ንግድን ገዛውቲ ንመሸጣ ከምዘዳለና ነበስር! • ብ...
30/01/2025

ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!
• ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዎ ናይ መንበርን ንግድን ገዛውቲ ንመሸጣ ከምዘዳለና ነበስር!
• ብ 15% ቅድመ ክፍሊት
• ዝተረፈ ብ6 ምቹዋት ኣከፋፍላ ግዜ ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዝውዳእ

1⃣ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ (ኣብ ጥቓ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ኣርሴማ)
2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ
• በዓል 1 መደቀሲ ክፍሊ: 67.25 ካሬ ሜትር - 92.03 ካሬ ሜትር
• በዓል 2 መደቀሲ ክፍሊ: 120.6 ካሬ ሜትር- 158.67 ካሬ ሜትር
• በዓል 3 መደቀሲ ክፍሊ: 173.92 ካሬ ሜትር- 200.61 ካሬ ሜትር
• ዋጋ መንበሪ ገዛ፡ 43,435 ብር ን 1ደ ካሬ ሜትር

2⃣ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ (ከባቢ ዳዕሮ)
2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ
• 1 መደቀሲ ክፍሊ: 79.12 ሜ2 - 116.64 ካሬ ሜትር
• 2 መደቀሲ ክፍሊ: 120.6 ሜ2 - 137.46 ካሬ ሜትር
• 3 መደቀሲ ክፍሊ፡ 186.32 ሜ2 - 187.44 ካሬ ሜትር
• ዋጋ መንበሪ ገዛ፡ 42,023 ብር 1ደ ካሬ ሜትር

ኣድራሻና:- መቐለ ጥቓ ኣክሱም ሆቴል ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ደብሪ
ስልኪ ቁፅሪ: +251922455860/+251914706122/+251914702437

ፌስቡክ https://www.facebook.com/share/1FGuYUZuen/

ዋትስኣፕ https://whatsapp.com/channel/0029VaysVIZ35fM0Q6S7PY2R

ዌብሳይት https://hornafricacti.com/
E-mail: [email protected]
[email protected]

ጉዕዞ ምውናን መንበሪ ገዛ ሎሚ ይጀምሩ!ብቃልና መሰረት ናይ ንግዲ ቦታታት ሰሪሕና 25% ቅድሚያ ብምኽፋል ኣብ መሸጣ ከምእንርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ሐዚ ድማ ምቾት ዘለዎ መነባብሮ እትነብርሉ ኣብ...
17/10/2024

ጉዕዞ ምውናን መንበሪ ገዛ ሎሚ ይጀምሩ!
ብቃልና መሰረት ናይ ንግዲ ቦታታት ሰሪሕና 25% ቅድሚያ ብምኽፋል ኣብ መሸጣ ከምእንርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ሐዚ ድማ ምቾት ዘለዎ መነባብሮ እትነብርሉ ኣብ ንመነባብሮ ኣብ ዝምረፅ ከባቢን ኣብ 900 ካሬ ሜትር ዝዓርፉ ኣፓርታማ ክልተ ህንፃታት ካብ በዓል 1 መደቀሲ ጀሚሩ ክሳብ በዓል 3 መደቀሲ 10 ሚኢታዊ ብምኽፋል ኣብ መሸጣ ከም እንርከብ ክነበስረኩም ንፎቱ።

1. ደረጃታት እቶም ኣፓርትመንት*
1.1 ሌግዠሪን ብዝደለይዎ ካሬ
ኩሉ ማተርያል ማለት ሰንሰር ዘለዎ ማዕፆ ኣርማድዮ ዝተገጠመሉ ካብ ወፃኢ ዝመፀ፣
1.2 ሚድየም ብዝደለይዎ ካሬ

2. ስፍሓት
* በዓል 1 መደቀሲ 82.27 ካሬ
* በዓል 2 መደቀሲ 100 ክሳብ 130 ካሬ
* በዓል 3 መደቀሲ 150-164 ካሬ

3. ኣከፋፍላን ዋጋን ግዜን
10% ቅድሚያ ብምኽፋል
ቀዳማይ ደረጃ ንካሬ 79,000 እና ካልአይ ደረጃ ንካሬ 57,000
ኣብ 2 ዓመትን 4 ወርሒን ዝውዳእ

ንዝያዳ ሓበሬታ
+251914315579/0914314179
መቐለ ዓዲሓቂ ሓሸንገ ኮሌጅ ፊትንፊት ንሰሜን ገፅ
ስኒት ሪል እስቴት

Advertisment: ምረቓ ማንታ ሆቴልኣቐዲምና ዝኸበረ ሰላምታና እና ቕረብና ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04 ሓዱሽ ዝኸፈትናዮ ማንታ ሆቴል ካብ ዕለት11/01/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 14...
19/09/2024

Advertisment:
ምረቓ ማንታ ሆቴል
ኣቐዲምና ዝኸበረ ሰላምታና እና ቕረብና ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04 ሓዱሽ ዝኸፈትናዮ ማንታ ሆቴል ካብ ዕለት11/01/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 14/01/2017 ዓ.ም ኣብ እንገብሮ ናይ ሆቴልና ምረቓ ፕሮግራም ስለዘደለና ንስኹም፣ማሓዙትኩም ቤተሰብኩምን ብሓባር ተረኺብኩም ንክትምሩቐልና ብኽብሪ ንዕድም።

ኣኽበርትኹም
ሃለቃ ኣማረ ሓዱሽ፣ ወ/ሮ ፋና ነጋሲ፣ ሊቀ ብርሃናት ቀሺ በሪሁ ሓዱሽ፣ ኣይተ ኪዳነ ሓዱሽ፣ ሻለቃ ብስራት ሓዱሽ፣ ወ/ሮ ሂወት ሓዱሽ፣ ኣይተ ኣለም ሓዱሽ፣ ኣይተ ሙዑዝ ሓዱሽ
ኣድራሻ:- ዓዲግራት ቀበሌ ዐ4 ዓውዲ ሓጎሳ ጥቃ በዓቲ ቤት ትምህርቲ
0930-413020

ብምኽንያት በዓል መስቀል ዓዲግራት 2017 እንኳዕ ኣብፀሐኹም ዝብል ዘሎ ዘመን መናፈሻ ዓዲግራት  እዩ።ኣብ ዘመን መናፈሻ ኩሉ ሙሉእ ኹሉ ድሉዉ ምፁታ ዘይርሳዕ በዓል መስቀል ነሕልፍ ይብል ኣ...
19/09/2024

ብምኽንያት በዓል መስቀል ዓዲግራት 2017 እንኳዕ ኣብፀሐኹም ዝብል ዘሎ ዘመን መናፈሻ ዓዲግራት እዩ።
ኣብ ዘመን መናፈሻ ኩሉ ሙሉእ ኹሉ ድሉዉ ምፁታ ዘይርሳዕ በዓል መስቀል ነሕልፍ ይብል ኣሎ።
ዘመን መናፈሻ ዓዲግራት ኩለመዳይ ምድላዉ ገይሩ ይፅበየኹም ኣሎ።
እትደልይዋ ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ብዘሎ ኣድራሻ ይደዉሉ ።
ርሑስ በዓል መስቀል
ዘመን መናፈሻ ዓዲግራት

29/07/2024

ብበዝሒ ወይ እውን ጅምላሓፂር መልእኽቲ /SMS/ብጅምላ ኤስኤምኤስ ማርኬቲንግ እውን ይፍለጥ ብሓደ ግዜ ናብ ብዙሓት ሰባት ናይ ምልላይን ሓበሬታ ምሃብን መልእኽቲ ንምዝርጋሕ ዝጥቀሙሉ ሜላ ርክብ እዩ።

ረብሓ ግልጋሎት ሓፂር መልእኽቲ ማለት እውን SMS ክትረኽቡ ትደልዩ ዶ?
ግልጋሎትኩም ንምዕባይን ናብ ሚልዮናት ንምብፃሕን ማለት
 ሓበሬታ በቐጥታ ናብ ኢድ ዓማዊልኩም ብኤስኤምኤስ ንምስዳድ
 ዝና ትካልኩም ንዓማዊልኩምን ተዓዘብትኹምን ንምብፃሕ
 ንቕሓት ምልክት ንግድኹም ንምዕባይ (Brand Awarness)

ትደልዩ እንድሕር ኮይንኩም ፋስት ኤስኤምኤስ መሳጢ ጎስጓስ ብምፍጣር፤ ሓያልን ምዕቡልን ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ትካልኩም ዝህቦ ግልጋሎት ናብ ሚልዮናት ንምብፃሕ መፍትሒ ክኸውን ዝኽእል ግልጋሎት ጅምላ ሓፂር መልእኽቲ ዓውዲ እዩ።

ዓውዲ ብምጥቃም ዓብዪ ይኹን ንእሽተይ ትካል ንግዲ፤ መንግስታዊ ይኹን ዘይመንግስታዊ ትካል ብሓፂር መልእኽቲ ማለት ውን ኤስኤምኤስ (SMS) እትህብዎ ግልጋሎት ክተዕብይዎን ዘመናዊ ክትገብርዎ ከምእትኽእሉ ክንዛረብ ንደሊ።

ድሌታትኩም ድማ ክንሰምዕ ድልዋት ኢና

ተልእኾና ሓፂር መልእኽቲ ተጠቒምኩም ተበፃሕነቱ ንሚልዮናት ክኸውን ምግባር እዩ።

ደረት ኣልቦ መልእኽቲ ብሓደ ግዜ ናብ ኣባላታትኩም(ዓማዊልኩም) ይልኣኹ!!

ንዝያዳ ሓበሬታ ርኸቡና
+251987867037

ሓበሬታ በቐጥታ ናብ ኢድ ዓማዊልኩም ብናይ ትካልኩም ስም ብኤስኤምኤስ(SMS) ንምስዳድ ይደውሉልና!

ንስራሓውትኹምን ግልጋሎትኩምን ኣብ ዝመረፅዎ ቦታን ግዜን ተበፃሒ ይኹኑ!♦️ ንሓደሽቲ ትካላት ንግዲ♦️ ንመሸጣ ንብረት♦️ ንደላሎ ገዛን መኪናን♦️ ንናይ ፅባቐ ሳሎናት♦️ ንቻነላት ዜና ቲቪን...
25/07/2024

ንስራሓውትኹምን ግልጋሎትኩምን ኣብ ዝመረፅዎ ቦታን ግዜን ተበፃሒ ይኹኑ!

♦️ ንሓደሽቲ ትካላት ንግዲ
♦️ ንመሸጣ ንብረት
♦️ ንደላሎ ገዛን መኪናን
♦️ ንናይ ፅባቐ ሳሎናት
♦️ ንቻነላት ዜና ቲቪን ጋዜጣታት ውሽጢ ዓዲን
♦️ ንሰራሕተኛታት ዲኮርን
♦️ ንነጋዶ ኤሌክትሮኒክስ።
♦️ ዝጠፍአ ሰብን ንብረትን ንምድላይ
♦️ ንዩኒቨርሲቲታትን ኮለጃትን
♦️ ንመኽሰብ ዘይሰርሑ ትካላት
♦️ ንሆቴላት ቤት ብልዕን ሎጃትን
♦️ ንሃይማኖታዊ ንጥፈታት፣ዘይመንግስታውያን ትካላትን ማሕበረሰባዊ ጉጅለታት
♦️ ማእከላት ክንክን ጥዕና
♦️ መሸጢ ክዳውንትን ፈርኒቸርን
♦️ ንዩቲዩብ ቻናል መላለዪ
ንካልኦት ስራሕቲን ብተመጣጣኒ ዋጋ ናይ ዲጂታል ማርኬቲንግን ብጅምላ ናይ ኤስኤምኤስ (SMS) መፍትሒታት ግልጋሎት ንህብ።
ብተወሳኺ ንዓማዊል ነፃ ግልጋሎት ግራፊክስ ዲዛይን ንህብ።
ይደውሉልና!
☎️ 0911368881

20/07/2024

Address

Mekelle

Telephone

+251938806274

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ዓውዲ ፕሮሞሽን AWDI PROMO posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ዓውዲ ፕሮሞሽን AWDI PROMO:

Share