24/07/2024
Ahaz Platforms ካብቶም ቀዳመወት 15 ኣብ ሓፂር እዋን ዝተመስረታ ትካላት ክትኸውን፡ ናይኩም ተሳትፎ ጥራሕ የድልያ። እንታይ ኽገብር?
Step 1: እዛ ኢልንክ ብምኽፋት፡ ስእሊ 1 ክመፀሎም እዩ። https://startupper.totalenergies.com/.../parti.../17711/vote
Step 2: "Create an account to vote" ብምጥዋቕ፡ ከምቲ ኣብ ስእሊ 2 ዝርአ ቅጥዒ ይመዝገቡ። ምስ ተመዝገቡ ከምቲ ስእሊ 3 ዝበለ ክርእዩ እዮም።
Step 3: እቲ ኢመይል ናይ ባዕሎም ምዃኑ ንምርግጋፅ ኢሎም ናብ ኢመይሎም መልእኽቲ ክለኣኸሎም እዩ። ነዚ ድማ ከምቲ ኣብ ስእሊ 4 ዘሎ "Confirm this address" ብምጥዋቕ የረጋግፁ።
Step 4: ተመሊሶም ናብ Step 5 ወይ ከምቲ ስእሊ 5 Login ብምግባር ወይ ድማ ቀዲሞም ዝኸፈትዎ Refresh ብምግባር ከምዚ ኣብ ስእሊ 6 ዘሎ ክመፀሎም እዩ። እንተኣብይዎም ድማ ደጊሞም https://startupper.totalenergies.com/.../parti.../17711/vote ይጠውቑ።
Step 5: "Like this project" ብምጥዋቕ ተሳትፎኦም የረጋግፁ። በዚ መሰረት ድማ ከምቲ ኣብ ስእሊ 7 ዘሎ ምስሊ ይህቦም።
ስለ ዝመረፁና፡ ኣዚና ነመስግን!
https://www.facebook.com/AhazPlatforms/posts/pfbid02uF6udbA18PRGLzaTRtDsYZutp451oFT7XCPVv7iLfReegVNWbU9B2zuEyZj4SuEfl