04/07/2026
ክዝምር
ክዝምር
ክዝምር
ክዝምር
ክዝምር ኢየ ጌና ክዝምር ኢየ
ክምስክ ኢየ ጌና ክምስክር ኢየ
ከመስግነካ ኢየ ጌና ከመስግነካ ኢየ
ኣብ ጽንኩር ምስ ዝህሉ፡ ልበይ ድማ ምስ ዝደክም
ኣነ ዘደልየኒ ህላዌኻ ስለ ዝኾነ ድምጸይ የልዕል
ኣብ ሓጎስ ይኹን ሓዘን፡ ልዑል ይኹን ኣብ ትሑት
ፍቕርኻ'ዩ እቲ መዝሙር ዘዕብየኒ።
ገና ክዝምር እየ፣ ኣብ ዝናብ ዝኹን ህቦብላ
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፈተና፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቃንዛ
ጸሓይ ድሙቕ ምስ ትበርቕ፡ ወይ ለይቲ ምስ ዓረበት
ድምጸይ ከልዕል እየ፡ ገና ክዝምር እየ
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጎልጎል፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጎቦ
ፍቕርኻ ገና ምሳይ ከምዘሎ እፈልጥ እየ
ኣበይ ብዘየገድስ መዓስ ብዘየገድስ
ምስጋናኻ ደጋጊመ ክዝምር እየ