Axumite ride

Axumite ride Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Axumite ride, Information Technology Company, 'ዳ ጥሮታ ሓዳስ ሞል ( Tirota Hadas Mall), .

ኣክሱማይት ራይድ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ርሑስ በዓል ልደት ክኮነሎም ይምነ!   7787 ይደውሉ! ደበክ ክንብሎም ኢና።
06/01/2026

ኣክሱማይት ራይድ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ርሑስ በዓል ልደት ክኮነሎም ይምነ! 7787 ይደውሉ! ደበክ ክንብሎም ኢና።

ገናሒ መኪነኦም ብኣፕሊኬሽን ጉዕዞ ከጀምረሎም ብምሕታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ደሕንነቶም ተሓልዩ  ኤርፖርት ሓዊሱ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ይጎዓዙ።7787 ይደውሉ!
10/09/2025

ገናሒ መኪነኦም ብኣፕሊኬሽን ጉዕዞ ከጀምረሎም ብምሕታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ደሕንነቶም ተሓልዩ ኤርፖርት ሓዊሱ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ይጎዓዙ።
7787 ይደውሉ!

We Are Hiring!
12/06/2025

We Are Hiring!

ቅድሚ ሐዚ ድምቐት ከተማና ዝኮና ዘመነዎት መካይን ብምምፃእ ንብዙሓት ናይ ስራሕ ዕድል ዝፈጠረ ኣክሱማይት ራይድ ሐዚ ድማ  ኣዝየን ዘመነዎት ናይ ራይድን ታክሲን ግልጋሎት ዝህባ ኤሌትሪክ ተሽ...
08/02/2025

ቅድሚ ሐዚ ድምቐት ከተማና ዝኮና ዘመነዎት መካይን ብምምፃእ ንብዙሓት ናይ ስራሕ ዕድል ዝፈጠረ ኣክሱማይት ራይድ ሐዚ ድማ ኣዝየን ዘመነዎት ናይ ራይድን ታክሲን ግልጋሎት ዝህባ ኤሌትሪክ ተሽከርከርቲ ብምእታው ናይ ስራሕ ተጠቃሚ ምግባር ጀሚሩ ኣሎ።ንተሽከርከርቲና ናይ ሓሙሽተ ዓመት ውሕስና ንህብ።ከየምልጦም!
+251976181818 ወይድማ 7787 ብምድዋል ሓበሬታ ይርከቡ!

ክፍቲ ናይ ስራሕ ማስታወቅያ!
10/01/2025

ክፍቲ ናይ ስራሕ ማስታወቅያ!

ገናሒ መኪነኦም ብኣፕሊኬሽን ጉዕዞ ከጀምረሎም ብምሕታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ደሕንነቶም ተሓልዩ  ኤርፖርት ሓዊሱ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ይጎዓዙ።7787 ይደውሉ!1 ካስትል-  ኤርፖርት - 9.5  - ብ...
03/01/2025

ገናሒ መኪነኦም ብኣፕሊኬሽን ጉዕዞ ከጀምረሎም ብምሕታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ደሕንነቶም ተሓልዩ ኤርፖርት ሓዊሱ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ይጎዓዙ።
7787 ይደውሉ!
1 ካስትል- ኤርፖርት - 9.5 - ብር 477
2 ሓውሲ Unicef - 3 ኪ.ሜ - ብር 185
3 70 ካሬ - ሮማናት - 6 ኪ.ሜ - ብር 320
4 ሮማናት-ዓዲ ኖርዘርን ስታር- ሮማናት - 2.6 ኪሜ - ብር 167
5 ጅብሩክ-ዓይደር ሪፈራል - 2.5 ኪ.ሜ - ብር 162
6 አብረሃ ካስትል-ዳዕሮ ኣካዳሚ - 5 ኪ.ሜ - ብር 245
7 ኣክሱም-ኤርፖርት ¬¬¬- 8.9 ኪ.ሜ ¬¬- ብር 450
8 22- ኤርፖርት - ¬9.5 ኪ.ሜ - ብር 477
9 ሮማናት - ኤርፖርት - 9.6 ኪ.ሜ - ብር 482
10 ማይ ኣምስ ¬ዓዲሓ -ኤርፖርት 14 ኪ.ሜ - ብር 680
11 እንዳጅወርግስ -ኤርፖርት - 9.5 ኪ.ሜ - ብር 477
12 18 ታክሲ መወዳእታ-ኤርፖርት - 9 ኪ.ሜ - ብር 455
13 ኤች ዜድ ግራንድ-ኤርፖርት - 12.8 ኪ.ሜ -ብር 626
14 ቢዝነስ-ኤርፖርት 11 ኪ.ሜ - ብር 545

30/12/2024

ገናሒ መኪነኦም ብኣፕሊኬሽን ጉዕዞ ከጀምረሎም ብምሕታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ደሕንነቶም ተሓልዩ ኤርፖርት ሓዊሱ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ይጎዓዙ።
7787 ይደውሉ!
1. ኣሪድ - ኣክሱም ሆቴል - 3.2 ኪ.ሜ - ብር 194
2. ላጪ መነሃርያ - ሃ/ዮሃንስ ሆቴል - 4.6 ኪ.ሜ - ብር 257
3. 22 - መዕርፎ ነፈርቲ ብር 475
4.ሮማናት - መዕርፎ ነፈርቲ ብር 480
5.ሓውዜን ኣደባባይ - ምድረ ገነት - 3.8 ኪ.ሜ - ብር 221
6.ዳዕሮ ኣካዳሚ - ትምህርት ቢሮ - 6.4 ኪ.ሜ - 338
7.ሓውዜን ኣደባባይ - ካራሜል ሆቴል - 3.8 ኪ.ሜ - ብር 221
8. ዓይደር ሪፈራል - ዳግም ኣምሳል - 5 ኪ.ሜ - ብር 275
9. ዓዲሓ LG - ዓይደር ሪፈራል - 4.7 ኪ.ሜ - ብር 261
10. IQ Quorner - ዲያስፖራ - 3.5 ኪ.ሜ - ብር 207

Transportation Service

ገናሒ መኪነኦም ብኣፕሊኬሽን ጉዕዞ ከጀምረሎም ብምሕታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ደሕንነቶም ተሓልዩ  ኤርፖርት ሓዊሱ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ይጎዓዙ።7787 ይደውሉ!1. ኣሪድ - ኣክሱም ሆቴል - 3.2 ኪ...
26/12/2024

ገናሒ መኪነኦም ብኣፕሊኬሽን ጉዕዞ ከጀምረሎም ብምሕታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ደሕንነቶም ተሓልዩ ኤርፖርት ሓዊሱ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ይጎዓዙ።
7787 ይደውሉ!
1. ኣሪድ - ኣክሱም ሆቴል - 3.2 ኪ.ሜ - ብር 194
2. ላጪ መነሃርያ - ሃ/ዮሃንስ ሆቴል - 4.6 ኪ.ሜ - ብር 257
3. 22 - መዕርፎ ነፈርቲ ብር 475
4.ሮማናት - መዕርፎ ነፈርቲ ብር 480
5.ሓውዜን ኣደባባይ - ምድረ ገነት - 3.8 ኪ.ሜ - ብር 221
6.ዳዕሮ ኣካዳሚ - ትምህርት ቢሮ - 6.4 ኪ.ሜ - 338
7.ሓውዜን ኣደባባይ - ካራሜል ሆቴል - 3.8 ኪ.ሜ - ብር 221
8. ዓይደር ሪፈራል - ዳግም ኣምሳል - 5 ኪ.ሜ - ብር 275
9. ዓዲሓ LG - ዓይደር ሪፈራል - 4.7 ኪ.ሜ - ብር 261
10. IQ Quorner - ዲያስፖራ - 3.5 ኪ.ሜ - ብር 207

7787 ይደውሉ ናብ ዘለውዎ ደበኽ ክንብሎም ኢና!1.ዓይደር - ደብረዳሞ - 3 ኪ.ሜ - ብር 185 ጥራሕ2.22- ሰራዋት - 3.2 ኪ.ሜ - ብር 191 ጥራሕ3.ኣክሱም ሆቴል - ተሓገዝ ህንፃ...
11/10/2024

7787 ይደውሉ ናብ ዘለውዎ ደበኽ ክንብሎም ኢና!
1.ዓይደር - ደብረዳሞ - 3 ኪ.ሜ - ብር 185 ጥራሕ
2.22- ሰራዋት - 3.2 ኪ.ሜ - ብር 191 ጥራሕ
3.ኣክሱም ሆቴል - ተሓገዝ ህንፃ - 2 ኪ.ሜ - ብር 155 ጥራሕ
4.ላጪ መነሃርያ - ሃ/ዮሃንስ ሆቴል- 5 ኪ.ሜ - ብር 245 ጥራሕ
5. IQ quorner - ኣሪድ - 4.5 ኪ.ሜ - ብር 230 ጥራሕ
6.ዲያስፖራ - ኤላዝ - 4.3 ኪ.ሜ - ብር 224 ጥራሕ

11/09/2024
ዘሐጕስ ዜና ካብ ኣክሱማይት ራይድ ንወነንቲን አሽከርከርቲን ኮድ 1 ን 3 !ፈላሚ አገልግሎት ወሃቢ ራይድ ታክሲ ከተማና ከተማ መቐለ ዝኮነ ኣክሱማይት ራይድ ታክሲ ምሳና ሓቢሮም ክሰርሑ ንዝደ...
30/08/2024

ዘሐጕስ ዜና ካብ ኣክሱማይት ራይድ ንወነንቲን አሽከርከርቲን ኮድ 1 ን 3 !
ፈላሚ አገልግሎት ወሃቢ ራይድ ታክሲ ከተማና ከተማ መቐለ ዝኮነ ኣክሱማይት ራይድ ታክሲ ምሳና ሓቢሮም ክሰርሑ ንዝደልዩ ወነንቲ ተሽከርከርቲ ኮድ 1 ን 3 ን ምምዝጋብ ምጅማርና እንትነበስር ብዝለዓለ ሓጎስ እዩ። ስለዚ
• Toyota brands (ሞዴል 2000ን ካብኡ ንላዕሊን)
-Vitz, Executive Corolla, Yaris, Platez,Camery
• Lifan (ሞዴል 2010 ካብኡ ንላዕሊን))
• Honda (ሞዴል 2005ን ካብኡ ንላዕሊን)
• Hyundai (ሞዴሉ 2005ን ካብኡ ንላዕሊን)
• Nissan (ሞዴል 2005ን ካብኡ ንላዕሊን)
• Suzuki (ሞዴል 2005ን ካብኡ ንላዕሊን)
• Mitsubishi (ሞዴል2005ን ካብኡ ንላዕሊን)
• በዓል አርባዕት በሪ Pickup- (ሞዴል 2000ን ካብኡ ንላዕሊን)
• ካልኦትን መኪና ሃልይኩም ምስ ኣክሱማዊት ራይድ ታክሲ ክትሰርሑ ትደልዩ ብኣካል አብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቢሮና ብምምፃእ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ +251976181818 ንክትምዝገቡ ንፅውዕ።
 አድራሻና ናይል X ፕላዛ ቀዳማይ ደብሪ ፣ ፊትንፊት ethio telecome,…
 ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ 7787 ይደውሉ።

ኣክሱማይት ራይድ ታክሲ!

Address

'ዳ ጥሮታ ሓዳስ ሞል ( Tirota Hadas Mall)

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Axumite ride posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share