28/09/2026
Mezmur Podcast | Sabila🎙️ Dawit 2025 Episode 1 Mezmur Catholic Mezgeb Mezmur Mezmur Catholic ሠናይ ኅልና Page Mezmur Tigrigna መገዲ ኤማሁስ EricatholicVibe EriCatholic Vibe Eritrean Catholic Tehadso Mezgeb Mezmur Medhanie Alem Ge'ez Rite Eritrean Catholic Community - DMV Mezemuran Deqi Qdsti Mariam
ህላወ እግዚኣብሔር
Hlawe Egziabhier
Performer: መዘምራን ማሕበር ሰላም ወሠናይ ደብረ ቅ. ኣንጦንዮስ ከረን
Album: ኣየ ተዓዲሎም
Language: Tigrigna
References: Psalm 19:1, Romans 1:20, Hebrews 11:6, Jeremiah 23:24, Acts 17:27–28
————————————————————————————————————————
[VERSE 1]
ህላወ እግዚኣብሔር ፍጹም ዘይኣምኑ
ድሕነት ናይ ነፍሶም ኩሉ'ዩ ዘኽቲሙ
ኣበይ ኣሎ ኢሎም ክሪኡ ዝፈተኑ
ብፍጥረታት ዓለም ብኹሉ ኣመኑ
[CHORUS]
ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ንመስቀል ጎይታና ዝኽተሎ
ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
[VERSE 2]
ዘጠራጥር ኣይኮነን ህላወ ኣምላኽና
ኣበይ ኣሎ ኢሎም ንዝከራኽሩና
ሕይወቱ ዝሕለፈ ምእንቲ ድሕነትና
ኣምላኽ ናይ እስራኤል ኢልሻዳይ'ዩ ናትና
[CHORUS]
ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ንመስቀል ጎይታና ዝኽተሎ
ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
[VERSE 3]
መንገድኻ ሓብሮም ንኸይኽሕዱኻ
የዒንቲ የብሎምን ንከይርእዩኻ
ዘይትልወጥ እሙን ጓሳና ምዃንካ
ኣበይ ኣሎ ኣይንብልን ደጊም ንስኻ ኢኻ
[CHORUS]
ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ንመስቀል ጎይታና ዝኽተሎ
ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
[VERSE 4]
መንገድኻ ሓብሮም ንኸይኽሕዱኻ
የዒንቲ የብሎምን ንከይርእዩኻ
ዘይትልወጥ እሙን ኣምላኻና ምዃንካ
ኣበይ ኣሎ ኣይንብልን ደጊም ህያው ኢኻ
[CHORUS]
ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ንመስቀል ጎይታና ዝኽተሎ
ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣበይ ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
ኣብ ኣርያም ኣብ ምድሪ’ውን ኣሎ
————————————————————————————————————————
From: Mezgeb Mezmur — https://mezgebmezmur.com/mezmur/hlawe-egziabhier/
© Santa Keren Eparchy Keren